Watch New Eritrean Orthodox Mezmur 2018 Zemari Diacon Nega Girmay [ fkri ፍቕሪ ] – ZARA SELAM on WongelTube Ethiopian Orthodox Tewahido Website
New Eritrean Orthodox Mezmur 2018 Zemari Diacon Nega Girmay [ fkri ፍቕሪ ]
MEZMUR SELAM Subscribe today https://goo.gl/hwYhFv
https://goo.gl/hwYhFv
https://goo.gl/hwYhFv
https://goo.gl/hwYhFv
ፍ ቕ ሪ !
==\==
ፍቕሪ ንብዙሕ ሓጥያት ትኸድን ‘ያ(2)
” ካብ ቁሪ ሓሜት ተድሕነና
ልብሰ ጽድቂ’ያ ንከደና። ” (2 )
ገና ሓጥኣን እንከለና
” ልብሰ ጽድቂ,ያ ንከደና ”
ቂም ምስ በቐል ተሸፊና
” ልብሰ ጽድቂ,ያ ንከደና ”
ኣማኒኤል ኣፍቂሩና
” ልብሰ ጽድቂ ‘ያ ንከደና ”
ተሰቒሉ ኣድሒኑና
” ልብሰ ጽድቂ,ያ ንከደና ”
ኩሉ ትጸውር – ኩሉ ትኣምን
ኩሉ ትርእይ – ኩሉ ትዕገስ
” ልበሰ ጽድቂ’ያ ንከደና ። ”
ፍቕሪ ንብዙሕ ሓጥያት ትኸድን ‘ያ(2)
” ካብ ቁሪ ሓሜት ተድሕነና
ልብሰ ጽድቂ’ያ ንከደና። ” (2 )
ለወሃት ዓቕሊ ዝዓዘዛ
” ልበሰ ጽድቅ ‘ያ ንከደና ”
ጃህራ ትዕቢት ዝረሓቓ
” ልበሰ ጽድቅ ‘ያ ንከደና ”
መቐረት ነፍስናን ስጋናን
” ልበሰ ጽድቅ ‘ያ ንከደና ”
ምሕረት ኣምላኽ ተውህበና
” ልበሰ ጽድቅ ‘ያ ንከደና ”
ሕድገት ትገብር ፉጹም ትርህርህ
ሰላም ትልግስ ፍትሒ ተንግስ
” ልብሰ ጽድቂ ‘ያ ንከደና ”
ፍቕሪ ንብዙሕ ሓጥያት ትኸድን
‘ያ(2)
” ካብ ቁሪ ሓሜት ተድሕነና
ልብሰ ጽድቂ’ያ ንከደና። ” (2 )
ሂወት ናይ ቅዱሳን’ያ
” ልብሰ ጽድቂ,ያ ንከደና ”
ተስፋ ጽድቂ ዝረኽቡላ
” ልብሰ ጽድቂ ‘ያ ንከደና ”
ምስ ኣምላኾም ዘዕልሉላ
” ልብሰ ጽድቂ ‘ያ ንከደና ”
መንግስተ-ሰማይ ዝወርሱላ
” ልብሰ ጽድቂ ‘ያ ንከደና ”
ኢዳ ትዝርግሕ ልግሲ ተብዝሕ
ዱኹም ትረድእ ርእሳ ትገትእ
” ልብሰ ጽድቅ’ያ ንከደና። ”
ፍቕሪ ንብዙሕ ሓጥያት ትኸድን ‘ያ(2)
” ካብ ቁሪ ሓሜት ተድሕነና
ልብሰ ጽድቂ’ያ ንከደና። ” (2 )
ለወሃት ዓቅሊ ዝዓዘዛ
” ልበሰ ጽድቅ ‘ያ ንከደና ”
ጃህራ ትዕቢት ዝረሓቓ
” ልበሰ ጽድቅ ‘ያ ንከደና ”
መቐረት ነፍስናን ስጋናን
” ልበሰ ጽድቅ ‘ያ ንከደና ”
ምሕረት ኣምላኽ ተውህበና
” ልበሰ ጽድቅ ‘ያ ንከደና ”
ሕድገት ትገብር ፉጹም ትርህርህ
ሰላም ትልግስ ፍትሒ ተንግስ
” ልብሰ ጽድቂ ‘ያ ንከደና ”
ፍቕሪ ንብዙሕ ሓጥያት ትኸድን
‘ያ(2)
” ካብ ቁሪ ሓሜት ተድሕነና
ልብሰ ጽድቂ’ያ ንከደና። ” (2 )
ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና።
ኣ ሜ ን !!!!
አዳዲስ የኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙሮች እና ስብከቶችን ይመልከቱ:: ለጉዋደኞችዎም በማካፈል ሃይማኖትዎን ያስፋፉ: ያጠንክሩ: ወንጌልቲዩብ የተዋህዶ መዝሙር ድረ-ገጽ
Watch Latest Ethiopian Orthodox Mezmure and Sibket Videos – Share this video with your friends to spread the word of God and strength Ethiopian Orthodox Tewahido.
Like WongelTube on Facebook. Don’t Miss the new Mezmur.